ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo APK 2.1.0 - دانلود رایگان

دانلود APK

آخرین به روز رسانی: 26 اوت 2023

اطلاعات برنامه

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ ዝተዳለወ

نام برنامه: ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

شناسه برنامه: com.holytrinity.mezmur_app

رتبه بندی: 5.0 / 204+

نویسنده: Qdst Slasie

اندازه برنامه: 23.21 MB

توضیحات تفصیلی

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ برنامه ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ።። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስቕብ ኣድራኢ
ایمیل: slasiemedia@gmail.com

ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ፡ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ፡ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ፡ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ፡ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል፡ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።
دانلود APK

نمایش برنامه

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

مشابه