Tigrinya Love Messages

Tigrinya Love Messages APK 4.72 - Kostenloser Download

Herunterladen APK

Zuletzt aktualisiert: 23. Aug 2024

App-Info

Tigrinya Love SMS-Nachrichten, ትግርኛ Tigrigna,

App-Name: Tigrinya Love Messages

Anwendungs-ID: com.tigrinya.love.messages

Bewertung: 5.0 / 160+

Autor: Afromium Digital Solutions

App-Größe: 9.48 MB

Detaillierte Beschreibung

Tigrniya Liebe SMS-Nachrichten
Die App enthält romantische Liebesbotschaften in Tigrinya. Diese App ist sowohl für Paare als auch für diejenigen geeignet, die zum ersten Mal verliebt sind. Verwenden Sie die App, um romantische Texte zu senden.
Jede Beziehung erfordert ab und zu einen Funken, und all diese unerwarteten romantischen Botschaften werden sicherstellen, dass Sie Ihren Partner über alles schätzen. Um Ihre Liebe auszudrücken, senden Sie diese Nachricht. Diese tiefen Liebesbotschaften werden Ihnen helfen, romantische und schöne Erinnerungen mit Ihrem Partner zu schaffen.

ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።

ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።

ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል „ንዕኡ“ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ „ንዓኣ“ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።

ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
Herunterladen APK

App-Screenshot

Tigrinya Love Messages Tigrinya Love Messages Tigrinya Love Messages

Ähnlich