ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo APK 2.1.0 - Free Download
Last updated: 26 Aug 2023
App Info
ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ
App name: ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo
Application ID: com.holytrinity.mezmur_app
Rating: 5.0 / 204+
Author: Qdst Slasie
App size: 23.21 MB
Detailed Description
ቀንዲ ዕላማ ናይዛ app፡ ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን፡ ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።email: slasiemedia@gmail.com
ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ፡ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ፡ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ፡ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ፡ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል፡ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።
App Screenshots
×
❮
❯
Similar
መዝሙር Player | Orthodox Mezmurs
4.8
መዝሙር,Ethiopian Orthodox Mezmur
4.2
Orthodox Mezmur
4.9
YouVersion Bible App + Audio
4.9
Mezmur Selam
0
መዝሙር ሰላም
0
Catholic Mezmur
0
Orthodox Mezmurs ኦርቶዶክሳዊ መዝሙራት
4.7
Orthodox Tewahedo Media
4.3
Orthodox Mezmurs offline
4
Gospel Library
4.7
King James Bible - Verse+Audio
4.8
Hallow: Prayer & Meditation
4.5
Tewahedo
4.3
OnePlace Christian Teaching
3.9
Tewahedo FM 24/7 Online Radio
0
Bete Tselot
4.9
Holy Bible Launcher: KJV+Audio
4.3
Pray Daily - KJV Bible & Verse
4.9
Our Daily Bread
4.5