Tigrinya Love Messages

Tigrinya Love Messages APK 4.72 - تنزيل مجاني

تحميل APK

آخر تحديث: 23 أغسطس 2024

معلومات التطبيق

الرسائل التغرينية الحب SMS، ትግርኛ Tigrigna،

اسم التطبيق: Tigrinya Love Messages

معرف التطبيق: com.tigrinya.love.messages

التقييم: 5.0 / 160+

المؤلف: Afromium Digital Solutions

حجم التطبيق: 9.48 MB

الوصف التفصيلي

Tigrniya رسائل حب SMS
التطبيق يحتوي على رسائل حب رومانسية بلغة التغرينية. هذا التطبيق مناسب لكل من الأزواج وأولئك الذين يحبونهم لأول مرة. استخدم التطبيق لإرسال رسائل رومانسية.
تتطلب كل علاقة شرارة بين الحين والآخر ، وستضمن كل هذه الرسائل الرومانسية غير المتوقعة أنك تقدر شريكك قبل كل شيء. للتعبير عن حبك ، أرسل هذه الرسالة. ستساعدك رسائل الحب العميقة هذه على إنشاء بعض الذكريات الرومانسية والجميلة مع شريك حياتك.

ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።

ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።

ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም ፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል "ንዕኡ" ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ "ንዓኣ" ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።

ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
تحميل APK

لقطة شاشة التطبيق

Tigrinya Love Messages Tigrinya Love Messages Tigrinya Love Messages

Similar