ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo APK 2.1.0 - Gratis aflaai

Laai af APK

Laas opgedateer: 26 Aug 2023

Toepinligting

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ

Toepnaam: ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

Aansoek ID: com.holytrinity.mezmur_app

Gradering: 5.0 / 204+

Outeur: Qdst Slasie

Toepgrootte: 23.21 MB

Gedetailleerde beskrywing

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ app ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራብኢ
e-pos: slasiemedia@gmail.com

ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ።። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።
Laai af APK

Toepskermkiekie

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

Soortgelyk